St Peter's Church of England Primary School

Cromwell Street, Leeds, West Yorkshire, LS9 7SG

0113 2934411

liz.holliday@stpeterscofe.org.uk

Eritrea

 

እንቋዕ ናብ ናይ ትግርኛ ገጽ ብድሓን መጻኹም። ኣብ ቤ/ትና ብዙሓት ኤርትራዊያን ተማሃሮ ስለዘልውና እዚ ገጽ ኣገደስቲ ጽሑፋት(ዶኩመንታት) ንምውራድ ክንጥቀመሉ ኢና: ሓጋዚ ክኸውን ተስፋ ንገብር። ካልእ ክትፈልጥዎ እትደልይዎ እንተሃልዩን ሓገዝው እንተደሊኹምን ንሚሲስ ዌይልስ ወይ ንሚስስ ገዳም ተወከሱ። ንሳተን ንክትሓባበራኹም ፍቃደኛታት እየን።